ወከልቲ ደቡብ ሱዳንን ሶማልያን ንጎረባብቲ ሃገራትን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ኣመስጊኖም

እቲ ዘጣዕስን ካብ ቀደሙ’ውን ኣድላዪ ዘይነበረ ደማዊ ውግእን ደቡብ ሱዳን ከምዘብቀዐ ምክትል ፕረዚደንት’ታ ሃገር ገሊጾም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ ብወገኖም ‘ኣብ’ዞም ዝሓለፉ ልዕሊ ዕስራ ዓመታት ንህዝቢ ሶማልያ ንዝተገበረሉ ሓገዛት ኣመስጊኖም። ’

ክልቲኦም መራሕቲ ነዚ ሪኢቶ ዝሃቡ፣ ኣብ’ቲ ኣብ ኒውዮርክ ቀጺሉ ዘሎ ክትዕ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ጸብጻብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት