ዋሽንግተን ዲሲ —
ኣብ ኒውዮርክ ዝካየድ ዘሎ መበል 70 ክትዕ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፣ ንመሰረታዊ መትከላት ሕቡራት ሃገራት ንከንጸባርቅ ብፍላይ ኣቃውማ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ዳግም ንክወዳደብ መጸዋዕታ ዝቀረበሉ ኮይኑ’ሎ።
ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ኢትዮጵያ ብደገፍን ሽርክናን ሕቡራት ሓገራት ዕግብቲ’ያ ምስ’ቲ ኣድማሳዊ ውዳበ ተሓባቢራ ምስራሓ’ውን ክትቅጽል’ያ’ ኢሎም።
ሚኒስቲር ወፃኢ ኤርትራ ኣቶ ኦስማን ሳልሕ ቀዳም መደረ ከስምዑ’ዮም።
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ኣተኹሩ’ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ አብዚ ምስማዕ ይከአል።
Your browser doesn’t support HTML5