ቦኮ-ሓራም፡ ብቖልዑት ዝገብሮ መጥቃዕቲ ቦምብ ከምዝወሰኸሉ ዩኒሰፍ ኣፍሊጡ

  • ዜና ቪኦኤ

ንኽትሰምዖ ዝሰንብድ ፍጻመ ዝበለ ዩኒሰፍ፡ ቦኮ-ሓራም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ 83 ቆልዑት ንርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝተጠቐመሎምን ካብ መንጎኦም 55 ኣዋልድ ምዃነንን ኣፍሊጡ`ሎ።

እቲ ዘሕዝን ግን፡ እቲ ማሕበረሰብ ነቶም ቆልዑት ተመሊሱ ብዓይኒ ጥርጣረ ክርእዮም ምጅማሩ`ዩ ይብል ዩኒሰፍ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቦኮ-ሓራም፡ ብቖልዑት ዝገብሮ መጥቃዕቲ ቦምብ ከምዝወሰኸሉ ዩኒሰፍ ኣፍሊጡ