ሕ/ሃ ሞት ህጻናት ዝምልከት ሓድሽ ጸብጻብ ኣውጺኡ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሕ/ሃ ሞት ህጻናት ዝምልከት ሓድሽ ጸብጻብ ኣውጺኡ

ኣብ ዓለም ቁጽሪ ሞት ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ ዓመተ 2022 ዝተሓተ ምንባሩ ሓደ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ረቡዕ 13 መጋቢት 2024 ኣብ ዝዘርገሖ ጸብጻብ ሓቢሩ።

እቲ መጽናዕቲ ሞት ቆልዑ ካብ 2000 ዓ.ም ንደሓር ብ51% ምንካዩ ገሊጹ: ግን ሞት ቆልዑን መንእሰያትን ምሉእ ንምሉእ ንምውጋድ ገና'ዩ ኢሉ'ሎ።