ዑደት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ናይ ሕ/ሃ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ሕቡራት ሃገራት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ዛይድ ረዓድ ሑሴን ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ኣካይዶም፤ ኣብቲ ዑደት ንሶም ምስ ቀዳማይ ሚንስትር አብይ ኣሕመድ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣብ ቀረባ ካብ ማእሰርቲ ምስተፈትሑ መራሕቲ ተቓወምቲ ፓርቲታት ምስ ጸሃፍትን መራሕቲ ሲቪክ ማሕበረሰባትን ተራኺቦም: ተዘራሪቦም ። (ምንጪ ካብ ቤት ጽሕፈት ናይ ሕ/ሃ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት)