ዕብየት ቁጠባ ዓለም ኣብ ዓመተ 2024 ክጎድል ምዃኑ ሰብ-ሞያ ሕ/ሃ ይትንበዩ
Your browser doesn’t support HTML5
ዕብየት ቁጠባ ዓለም ኣብ 2024 ካብ 2.7 ሚእታዊት ናብ 2.4 ሚእታዊት ክጎድል ምዃኑ፡ እዚ ድማ ካብቲ ቅድሚ ለበዳ ኮቪድ-19 ዝነበረ 3 ሚእታዊት ኣዝዩ ዝጎደለ ምዃኑ ትንበያ ኩነታት ቁጠባ ሕቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5