ዩክሬናዊያን ስደተኛታት እንታይ ይብሉ፧
Your browser doesn’t support HTML5
ኲናት ዩክሬን ሳልሳይ ዓመቱ ኣብ ዝቑጸረሉ6.8-ሚልዮን ዩክሬናውያን ገና ተሰዲዶም'ለዉ። ብመሰረት ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲኲናት ምስ ኣብቅዐ'ውን እንተኾነ እቶም ናብ ሃገሮም ንምምላስ ውጥን ዘለዎም ካብዚኣቶም ትሕቲ ፍርቂ'ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5