መጻኢ ዩክሬን ትቆጻጸሮም ዘላ ግዝኣታት ሩስያ እንታይ'ዩ?

  • ዜና ቪኦኤ

ሰራዊት ዩክሬን፣ ናብ ውሽጢ ሩስያ ኣብ ዝደፍእሉ እዋን፣ ዩክሬን ትቆጻጸሮም ዘላ ከባቢታት ዕጫኦም እንታይ ይኹን፧ ዝብል ሕቶ ይላዓል ኣሎ።

ንነበርቲ’ታ ካብ ዶብ ሩስያ ኣብ 30 ኪ.ሜ ርሕቀት ትርከብ ከተማ ሳምይ፣ ኣሰር ውግእ ብኩሉ መልክዑ ይረኣይ። ንነበርቲ’ታ ከተማ ዝኾኑ ስቪላትን ካልኦትን ድማ፣ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ንዝርከቡ ግዝኣታት ሩስያ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሰራዊት ዩክሬን ምውዳቆም፣ እቲ ውግእ ኣብ ምዝዛም ገጹ ከምዘሎ ምልክት ኮይኑዎም ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ መጻኢ ዩክሬን ትቆጻጸሮም ዘላ ግዝኣታት ሩስያ እንታይ'ዩ?