ኡጋንዳ —
አብ ኡጋንዳ ዝተመስረተ ማሕበር ፣ ንዝወለዳኦም ቆልዑት ከጥቡባን ዘይኽእላ ኣደታት ተስፋ ኮይኑ ኣሎ። እንተኾነ፣ ‘ብዝሒ ዝእበዱ ቆልዑ ስለዝወሰኸ፣ ሓደሽተ ከጥቡባ ዝኽእላ ደቂ ኣንስትዮ ምምልማል ከቢድ ኮይኑ ኣሎ’ ።