ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ሓረስቶት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣዋርሕ ክራማት ይዝትዩ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይን ኣብ ኤርትራ ከባቢ ዞባ ደቡብን ዝርከቡ ሓረስቶት፡ ዝናብ ሎሚ-ዘመን በዚ ጀሚርዎ ዘሎ እንተቐጺሉ ዘሰክፍ የብልናን ይብሉ`ለዉ።

ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ገለ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዝብሃል ዘሎ ባልዕ-ዘራእቲ ንምምካት ድማ ኣድማዒ ጎስጓሳት ቀጺሉ ከምዘሎ ይገልጹ።

ካብ ክልቲኡ ሃገራት ዘዘራረብናዮ ክልተ ሓረስቶት ብዛዕባ ኣዋርሕ ክረምቲ ከምዚ ይብሉ፡ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ሓረስቶት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣዋርሕ ክራማት ሎሚ ዓመት ይዝትዩ