ክልተ ኤርትራዊያን ምሁራት ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቒ አልዒሎም ይዘራረቡ

ኣብ ምውዳእ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር፡ ንኹሎም ፖለቲካዊ ተዋሳእቲ ኤርትራ ናብ ሓደ ንምምጻእ ዝዓለመ ሓደ ጉባኤ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ተኻይዱ ኔሩ።

ኣብ`ቲ መድረኽ፡ ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቂ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ዘቕረበ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤልን፡ ኣብ ማሕበረሰብ ልምዓት ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ /ሳድክ/ ኣማኻሪ ሰላምን ልምዓትን ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀልን፡ ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቂ ሓሳቦም ክህቡ ዓዲምናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ክልተ ኤርትራዊያን ምሁራት ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቒ አልዒሎም ይዘራረቡ