ዋሽንግተን —
ቀጠር ፖለቲካዊ መራሕቲ ሓማስ ካብ ግዝኣታ ወጺኦም ናብ ቱርኪየ ከምዝኸዱ አብዚ ወርሒ ገሊጻ አላ። እዚ ሓበሬታ’ዚ ካብ ዋሽንግተን ተቓውሞ ኣስዒቡ ኣሎ። መንግስቲ ቱርኪየ ንመራሕቲ ሃማስ ከይቅበሎም ኣመሪካ ኣጠንቂቓ እያ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣመሪካ ቱርኪየ ንመራሕቲ ሓማስ ከይትቕበል ተጠንቅቕ