ጽምዶ ቱርኪን ግብጺን ንምፍታሕ ግጭት ሊብያ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ነቶም አብ ሊብያ ነንሕድሕዶም ዝዋግኡ ክልተ ደምበታት ዝምውላ ግብጺን ቱርክን፣ ዝጀመረኦ ሓድሽ ጽምዶ እቲ ግጭት ንከብቅዕ ከይሓገዘ ከምዘይተርፍ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር። ንማእከላይ ባንኪ ሊብያ መን ይቆጻጸሮ ብሰንኪ ዝብል ምስሕሓብ ተቋሪጹ ዝጸንሐ መሸጣ ነዳዲ ኣብዚ ወርሒ’ዚ ጀሚሩ አሎ። ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ቀንዲ ተወዳደርቲ ሓይልታት ይቅጽል ዝነበረ ው ጥ ጥ ብሽምግልና እዩ ተፈቲሑ ነይሩ።