ተመዛበልቲ ፀለምቲ ናብ መንበሪኦም ምምላስ ጀሚሮም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቀዳማይ ዙር 1,500 ውሽጣውን ተመዛበልቲ ብቐዳምናብ መንበሪኦም ድሕሪ ምምላሶም ዝተሰምዖም ሓጐስ ከካፍሉ እንከለዉ፡ ኣብ ካልኣይ ዙር ተቐሪቦም ዝጸንሑ ኣስታት 2,200 ተመዛበልቲ ግን ብዘጋጠመ ግዜያዊ ዝተሰየመ ዕንቅፋት ከም ዝተመደቦ ኣይከደን። ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ’ውን፡ “ብዓቕሊን ሰለማዊ መንገዲ” ኢሎም ዝፀውዕዎ ስራሓት ይፍፅሙ ምህላዎም ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣካፊሎም።