መንግስቲ ኣሜሪካ፣ንፕረዚደንትንትን መስራታይን ኣብ ኣርሊንግተን ቪርጅንያ ዝማእከሉ ማሕበረ-ሰብ ልምዓት ኢትዮዽያ (ኢሲዲሲ) ዝኾኑ ዶ/ር ፀሃየ ተፈራ፣ ’ልዑል ሽልማት ንኣሜሪካዊ ዜግነት ዝመረፁ’ ዝባሃል ኣፍልጦ ሂቡዎም‘ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣዳምጹ
ዶ/ር ጸሃዬ ተፈራን ዳይረክተር USCISን
Your browser doesn’t support HTML5
ኣዳምጹ