ቃለ-ምልልስ ምስ መሪሕነት ሳይንስን ኣካዳምን ትግረይ (2ይ ክፋል)

TSAN

ብሰብ-ሞያ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝተጣየሸ ዓለም-ለኸ መርበብ ሳይንስን ኣካዳምን ተጋሩ፣ ብኣቃውምኡ ሓያልን፣ከምኡውን እቲ ማሕበር ዝሓዞም 13 ስትራተጂካዊ ኣንፈታት ከምዘለውን ተጠቂሱ።

እቲ መርበብ ሰብ-ሞያ፣ነቶም ኣቀዲሞም ኣብ ኢትዮዽያን ትግራይን ብቀዳምነት ዝስርዑን ዝትግበሩን ኢሉ ዝነፀረ‘ዩ ይብሉ ኣጋይሽና።

ኣባል‘ቲ መርበብ ሳይንስን ኣካዳምን ንምኻን ተወላዳይ ትግራይ ክትከውን ኣለካ! ዝብል ሕጊ የብልናን ዝብሉ እቶም ኣባላት ኣመራርሓ፣ፈታዊ ትግራይ ዝኾነ ካልእ ኢትዮዽያዊን ወፃእተኛን ኣባል ክኸውን ይኽእል‘ዩ ኢሎም።

Your browser doesn’t support HTML5

2ይ ክፋል


Your browser doesn’t support HTML5

1ይ ክፋል