ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ንምርጫ ኣመሪካ ብኸመይ ይጸልዎ? -- ትንታነ

Your browser doesn’t support HTML5

ሕጹይ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪ ዶናልድ ትራምፕ ቀዳም ምሸት፡ ኣብ እዋን ጎስጓስ ምርጫ፡ ካብ ፈተነ ቅትለት ድሕሪ ምድሓኑ፡ ንዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ከመይ ክጸልዎ ይኽእልንዝብል ኣብ ዩኒቨርስቲ ቺካጎ፡ ኣብ ክፍሊ-ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ዝምህር ዶክተር ሳልሕ ዑመር ኑር፡ ብሕልፊ ብውዑዩ እዚ ክስታተ ንወፍሪ ምርጫ ትራምፕ ኣዝዩ ሓጋዚ ምዃኑ ይኣምን።