ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት አመሪካ ነበር ዶናልድ ትራምፕ ንኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መደረ ሩስያ ነተን ንሓባራዊ ምክልኻል ብዙሕ ተሳትፎ ንዘይብለን ሃገራት ከተጥቅዕ ከምዘተባብዑ ድሕሪ ምግላጾም፣ ኣብ ከተማታት ኣውሮጳ ስምባደ ፈጢሩ፣ ካብ ኪዳን ሰሜን አትላንቲክ’ውን ዘይዝውቱር ግሳጼ ዝመስል ግብረ መልሲ ኣስዒቡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
መደረ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ኔቶ በበይኑ ግብረ መልሲ የስዕብ