ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ናይ ሓሶት ሰነዳት ኣቕሪቦም ብዝብል ክሲ ገበነኛ ምስተባህሉ ንኽብደት’ቲ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ማእሰርቲ ክብየኖም ዘሎ ተኽእሎ ይመዝንዎ’ለዉ። እቲ "ገበነኛ" ዝብል ብይን ድሮ ኣብ ወፍርታት ምርጫ ክልቲኦም ተወዳደርቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ዓመተ 2024 ንደገፍቶም ንምጉስጓስ ይጥቀምሉ’ለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
መስርሕ ፍርዲ ትራምፕ ኣብ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ