ትራምፕን ሪፖብሊካንን ንስጉምቲ ምቁራጽ ወታሃራዊ ሓገዝ ንእስራኤል ይነቕፍ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመሪካ ኣብ ቀረባ ንእስራኤል እትህቦ ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ንምባል ዝወሰደቶ ስጉምቲ ኣካል ርሱን ፕረዚደንታዊ ሞገተ ኮይኑ`ሎ። ዶናልድ ትራምፕ ኣብቲ ጉዳይ ኣንጻር ፖለቲካዊ መወዳድርቱ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ነቐፌትኡ ኣሐይሉ`ሎ።