መደረ ወፍሪ ምርጫ ትራምፕ ኣቓልቦ ይስሕብ
Your browser doesn’t support HTML5
ርፓብሊካዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ዶናልድ ትራምፕ፡ ብቐዳም ኣብ ጎስጓስ ወፍሪ ምርጫ፡ ኣብ ደይተን ኦሃዮ ዝተዛረቦ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ስሒቡ ኣሎ። መደረኡ ኣብ መክሲኮ ብዛዕባ ዝፈሪ ቻይናዊ ስራሓት መካይን’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5