ፕረ. ትራምፕን ቀ/ሚ ሞዲን ኣብ መዳይ ጸዓትን ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ናይ ፀዓትን ናይ ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም። እንተኾነ ግን እዚ ናይ ህንዲ ረብሓ ትራምፕ ኣብ ናይ ንግዲ መሻርኽቲ ብዘንበሩዎ ቐረፅ ዝትንከፍ ይመስል። ህንዲ ድማ ነዚ ክትወግዶ ትጽዕር'ላ።