ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ንዶባት ኣመሪካ ክከታተል ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተመዘዘ ቶም ሆማን ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎምን ስግኣት ጸጥታን ዝኾኑን ሰባት ካብ ሃገር ምጥራዝ ቀዳምነት`ቲ ምምሕዳር ምዃኑ ተዛሪቡ። ብሓፈሽኡ ግን ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብዛ ሃገር ክነብሩ ዘይምዃኖም ኣስሚርሉ`ሎ።