ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ንፈላማይ ክትዕ ይዳለው
Your browser doesn’t support HTML5
መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን፣ ንፈላማይ ክትዕ ይቀራረቡን ብዛዕባ ቁጠባ ኣብ ወፍሮም ደጋጊሞም ይዛረቡን ኣለዉ።
ዶናልድ ትራምፕ፣ ወፍሮም ኣብ ልዕሊ ቁጠባን ካማላ ሃሪስን ኣተኩሩ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5