ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ኣመሪካ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ምርጫ ኣመሪካ ሃንደበታዊያን ብዝመስሉ ፍጻመታት ተመሊኡ ኣሎ። ነቲ ቀጻሊ ዝለዋወጥ ዘሎ ፖለቲካዊ መስርሓት ድማ ማሕበራዊ መራኸቢታት ማዕረኡ ኣብ ገሊኡ ክሕጭጭ፡ ኣብ ገሊኡ ድማ ነቲ ዘሎ ኣካይዳ ዝገልጽ መላገጺ ጽቡቕ መድረኽ ፈጢሩ ኣሎ።