ሃሪስ ኣብ ጎስጓስ መሰል ምንፃል ጥንሲ ክነጥፋ ከለዋ ትራምፕ ድማ ምንቅስቃስ ኣንፃር ምንጻል ጥንሲ የዋድቅዎ
Your browser doesn’t support HTML5
መሰል ዕድላት ምንፃል ጥንሲ ኣብ ና ሎሚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ቀንዲ መዘራረብቲ ጉዳይ ክኸውን እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።
Your browser doesn’t support HTML5