ካልኣይ ፈተነ ቅትለት ዶናልድ ትራምፕ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ነበረ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ውሽጢ ክልተ ወርሒ ንካልኣይ ጊዜ ካብ ፈተነ ቅትለት ብደሓን ከምዝተረፉ ሰበ-ስልጣን ኣፍሊጦም። ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ኣብ ዝኣተወሉ ትካል መርመራ ገበን ኣመሪካ(FBI) ንናይ ትማሊ ሰንበት ተኹሲ ብመሪሕነት ሒዝዎ’ሎ። ነቲ ድሮ’ውን ንኣመሪካውያን ዝለዓለ ድራማ ኮይኑ ዘሎ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ እዚ ናይ ትማሊ ፈተነ ቅትለት ተወሳኺ ኮይንዎ'ሎ።