ካልኣይ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ሓደሽቲ ሕቶታት የበግስ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ልዕሊ ሪፐብሊካዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ዶናልድ ትራምፕ፣ አብ’ዚ ሳልስቲ ዝተሃቀነ ፈተነ ቅትለት፣ አብ ኣመሪካ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ህውከት ሓደሽቲ ሕቶታት ኣበጊሱ ኣሎ። ዲሞክራሲያዊያንን ሪፐብሊካዊያንን፣ ትካል ኣገልግሎት ስለያ ተወሳኺ ዓቅሚ ንክረክብ ይጽውዑ ኣለው።