ዋሽንግተን —
ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን፣ ኣብ ኣጠቃቅማ ነዳዲ ዘይቲን ኣብ ምቁጽጻር ብከላ ኣየር ኣበርክቶ ኣለዎ ናብ ዝተባህሉ ጽፉፍ ምንጪ ኤለክትሪክ ዝግበር ስግግር ዘለዎም መርገጺ ዝተፈላለየ እዩ።
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝጸንሑለን ዓመታት፣ ብዛዕባ ጽሩይ ኩነተ ኣየር ዘለዎም እምነት ንጹር ገይሮም እዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
መርገጺ ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ኣብ ኣጠቃቅማ ነዳዲ ዘይቲን ምቁጽጻር ብከላ ኣየርን