ዋሽንግተን —
ኣመሪካ ናብ ብዙሓት ሃገራት በበይኑ ሓገዛት ክትህብ ጸኒሓን ኣላን። እንተዀነ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ወርሒ ጥሪ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ እሞ ድማ “ቀዳምነት ንኣመሪካ” ዝብል ፖሊሲ ከቕድም ምዃኑ ኣብ ዝንገረሉ፡ መጻኢ ኩነታት ሓገዝ ኣመሪካ ከም ዝነበሮ ክቕጽል ኣይኰነን ዝብሉ ወገናት ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓገዝ ኣመሪካ ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ከም ዘለዎ ዲዩ ክቕጽል?