ትንታነ - ሱሉሳዊ ዋዕላ መራሕቲ ኤርትራ፣ ግብጺን ሶማልን ኣብ ኣስመራ
Your browser doesn’t support HTML5
መራሕቲ ኤርትራ፣ ግብጺን ሶማልን ኣብ ምኽባር ሉኣላውነትን ምቅላስ ግብረሽበራ ኣብ ሶማልን ንምህናጽ ትካላዊ ኣቃውማ ሶማል ኣብ ዝብሉ ጉዳያት ምስምማዖም ትማሊ ሓሙስ ኣብ ኣስመራ ዘካየድዎ ዋዕላ ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5