ብሰንኪ ኲናት ሱዳን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ቆልዑ ሞይቶም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንኪ ኲናት ሱዳን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ቆልዑ ሞይቶም

ኲናት ሱዳን ኣብ ዝሰፍሓሉ በቲ ኣብ ርእሰ ከተማ’ታ ሃገር ኻርቱም ዘሎ ዘባህርር ኩነታት ንዝሓለፈ ሽዱሽተ ሰሙናት ዝተገድዑ ኣብ ሓደ መዕበይ ዘኽታማት ዝነበሩ ብዉሑዱ 60 ናፅላታትን ቆልዑን ከም ዝሞቱ ይግለፅ’ሎ።

መዛሕትኦም ብሰንኪ ስእነት መግብን ከምኡዉን ብሕማም ረስንን’ዮም ሞይቶም።

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን'ውን 26 ቆልዑ ሞይቶም’ለዉ።