ባህላዊ ጸወታታት ንምዕቃብ

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣቦ-መንበር ሃገራዊ ፈደሬሽን ያታዊ ጸወታታ ኤርትራ፡ ኣቶ ብርሃነ ተኸስተ ዝተጻሕፈት፡ “ ትንሳኤ ያታዊ ጸወታታት ሃገርና”፡ ትብል መጽሓፍ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ህዝቢ ተዘርጊሓ። ደራሲ ነዛ መጽሓፍ ንምድላው ካብ ድርኺት ዝኾነ ቀንዲ ምኽንያት ነቲ እናተረስዐ ዝመጽእ ዘሎ ባህላዊ ጸወታታት ንምስናድ ምዃኑ ይሕብር።