መቐለ —
ህውሓት ኣብ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ናይ ምእጋድን መጠንቀቕታን ውሳነ ሂቡ።ህውሓት ዘካየዶ ሻብዓይ ውድባዊ ኮንፈረንስ ስዒቡ ብደረጃ ዞባ ገምጋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ምስ ዛዘመ ስዒቡ እዚ ውሳነ ምሕላፉ ተሓቢሩ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ህውሓት ኣብ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ናይ ምእጋድን መጠንቀቕታን ውሳነ ሂቡ