ፍልልይ ውድብ ህወሓት መሊሱ ይዓርግ

ኣብ ቀረባ እዋን መበል 14 ጉባኤ ዘካየደ ወገን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)፡ ንምኽትል ኣቦ-መንበርን ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳርን ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝሓወሰ 16 ኣባል ማእከላዊ ኮሚተ ካብ ኣባልነቶም ሓኺኹ፡ ብስም’ቲ ውድብ ዝፍፅሙዎ ስራሕ’ውን ተቐባልነት ከም ዘይብሉ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ሓቢሩ። እንተዀነ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ካብቲ ካልእ ወገን ግን “ብቐደሙ ሕጋውነት ዘይነበሮ ጉባኤ፡ ውጽኢቱ’ውን ውዱቕ’ዩ፡” ክብል መሊሱ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ፍልልይ ውድብ ህወሓት መሊሱ ይዓርግ