ምርኢት ባዛር ኣስመራ ብምኽንያት ዓለምለኸ መዓልቲ ቱሪዝም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣስመራ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ብምኽንያት ዓለምለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ምርኢት ባዛር ተኻይዱ። ኣብዚ"ቱሪዝምን ሰላምን” ብዝብል ቴማ ብምትሕብባር ሚንስትሪ ቱሪዝምን ማሕበር ወሃብቲ ኣገልግሎትን ዝተወደበ ምርኢት፡ ብርክት ዝበሉ ናይ መግብን መስተን ኣገልግሎት ወሃብቲን ኣፍረይቲ ትካላትን ተሳቲፎም።