ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ዲሞክራሲያዊያን መን'ዩ?
Your browser doesn’t support HTML5
ቲም ዎልስ ምኽትል ፕረዚደንት ንምዃን መወዳድርቲ ካመላ ሃሪስ ቅድሚ ምዃኖም ኣመሓዳሪ ክፍለ ግዝኣት ሚኒሶታ ብምዃን ክልተ ግዜ ተመሪፆም።
ኣብ ወፍሪ ምርጫ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኔበራስካ ዘሕለፉዎ ግዜ ንእስነቶም ይዛረቡ።
Your browser doesn’t support HTML5