ቪድዮ ሚ/ወ/ጉ/ ኣሜሪካ ረክስ ቲለርሰን ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም ሎሚ አዲስ አበባ ኣትዮም መጋቢት 07, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ረክስ ቲለርሰን ከም አካል እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዘካየድዎ ወግዓዊ ምብጻሕ ሎሚ አዲስ አበባ ምእታዎም ተገሊጹ።