Lufthansa ናብ ኤርትራ በረራ ኣቋሪጻ፡ መንገዲ ኣየር ቱርኪ ግንቦት ክትጅምር`ያ ኢሉ መንግስቲ ኤርትራ

ንምዃኑ ሉፍታንዛ ንምንታይ ኣቋሪጻ፡ ከረምቲ ዝገይሽ ህዝቢ`ኸ እኹል መጎዓዝያ ተዳልይሉ`ዶ ኣሎ?
ንምዃኑ ሉፍታንዛ ንምንታይ ኣቋሪጻ፡ ከረምቲ ዝገይሽ ህዝቢ`ኸ እኹል መጎዓዝያ ተዳልይሉ`ዶ ኣሎ?

Your browser doesn’t support HTML5

Turkish Airlines will fly to Eritrea, says Eritrea




ወሃቢ-ቓል ሚንስትሪ ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ጸሃየ ፋሲል፡ ብዛዕባ ምቁራጽ መንገዲ ኣየር ሉፍታንዛ ተሓቲቶም፡ ክምለሱ ይኽእሉ`ዮም፡ንሕና ግን ብርትዓዊ ዋጋ፡ ብሞያዊ ኣካይዳ ክኸይድ ኢና ንደልዮ፡ ምቁራጽ ግን ካብኦም`ዩ ኢሉ።

FILE - Lufthansa aircrafts sit on the tarmac at Frankfurt airport, July 12, 2013.



ነቲ ዝተኸፍተ ጋግ ንምምላእ ግን፡ መንገዲ ኣየር ቱርኪ ካብ ግንቦት ጀሚራ ክትበርር`ያ፡ መንገድታት ኣየር ግብጽን የመንን ድማ መዓልታዊ ንክኾና ተሰማሚዕና ኣለና ኢሉ።