ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ተበርህ ታደሰን ኣቶ ዮውሃንስ ወልደምሕረትን ብዛዕባ ወርሒ ጥርን ቅንያት መርዓታትን ኣውጊዖም
ስለምንታይ ጥሪ ዕብዲ ተባሂላ ትጽዋዕ? ኣብ ጥሪ ኩሉ ስለዝዓብድ`ዩ? ኣንስቲ ንውላደን እግሩ ንላዕሊ ዝሓዝላሉ እዋን ኣሎ`ውን ይብሃል`ዩ።
ብዝኾነ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና`ለና።
Embiltta
ስለምንታይ`ከ ኣዋልድ ጥሪ ዘይብልኦ ጸርፊ የለን ይብሃል? ዓበይትስ፡ ጥሪ ዝጸላእካ ሓምለ ትርከብ`ካ `ውንስ ይብሉ`ንድዮም።ብዝኾነ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና`ለና።
Your browser doesn’t support HTML5
Listten to P2P-on-January the Crazy