ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣቦይ ዮውሃንስ ወልደምህረት ብዛዕባ ባህላዊ መድሃኒታትን ካልእን የውግዑ

Kaleidoscope

ናብ ኖርወይ ደዊልና ረኺብናዮም፡ ካብ ቆጽልን ሰራውርን ዝግበር ልማዳዊ መድሃኒታትን ጠቕምታቱን ነጊሮምና`ለዉ

መደብ ቂሔ-ጽልሚ ዝከታተሉ ኣቦይ ዮሃንስ፡ ስልኪ ደዊሎም ዘዕለለኩም ኣለኒ ስለዝበሉና ደዊልና ረኺብናዮም።

ካብ ቆጽልን ሰራውርን ዝግበር ልማዳዊ መድሃኒታትን ጠቕምታቱን ነጊሮምና`ለዉ


ናብ ኖርወይ ደዊልናሎም፡
ምስኦም ዝተኻየደ ወግዒ ሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ`ሎ፡ ኣብ ዝቕጽል ድማ ክቕጽሉ`ዮም።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቦይ ዮውሃንስ ወልደምህረት