ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኩነታትና ናብ ዝኸፍኤ ደረጃ ደይቡ ይብሉ ጥሪ 02, 2014 Menteri Luar Negeri John Kerry naik pesawat setelah mengikuti negosiasi nuklir dengan Menteri Luar Negeri Mohammad Javad Zarif di Jenewa (4/3). (AP/Evan Vucci) መንግስቲ እስራኤል ኩሎም ዘይሕጋውያን ስደተኛታት እናገፈፈ ናብ ካምፕ ከእትዎም ጀሚሩ`ሎ ሺሻይ ገብረሃንስን ሃይለ መንግስተኣብን ሎሚ ንቪኦኤ ክገልጹ ኸለዉ፡ እስራኤላውያን ሰብኣዊ መስለና ይገፉ`ለዉ ይብሉ ዝበዝሐ ስደተኛ ናብ ዓዱ ክምለስ ኣይደልን`ዩ ዝበሉ`ዞም ኤርትራውያን፡ እስራኤላውያን ግን፡ ከይፈተወ ክምለሰሉ ናብ ዝኽእል ሕሱም ህይወት`ዮም ዝደፍእዎ ዘለዉ ይብሉ። ኣብ ተልኣቪቭ ኣብ ዝርከም ኢምባሲ ኤርትራ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ዝመላለስ ኤርትራዊ ቁጽሩ ውሑድ ከምዘይኮነ`ውን ኣይከወሉን፡ Your browser doesn’t support HTML5 Eritreans in Israel