ጽንብል ሓዲሽ ዓመት ኣብ ኣስመራ

Fireworks explode past the Times Square Ball after it dropped to signal the start of the new year in Times Square, Midtown, New York January 1, 2014. REUTERS/Adrees Latif (UNITED STATES - Tags: SOCIETY) - RTX16YQG

ሓዲሽ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኤልያስ ኣማረ ካብ ጎደና ሓርነት ፈላማይ ሪፖርት ልኢኹ`ሎ
ሓዲሽ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኤልያስ ኣማረ ካብ ጎደና ሓርነት ፈላማይ ሪፖርት ልኢኹ`ሎ;

ን2014 ንምቕባል ህዝቢ ከተማ ኣስመራ ናብ ጎደና ሓርነትን ኣደባባይ ባሕቲ መስከረምን ግልብጥ ዝበለ ይመስል ይብል ኤልያስ

ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝውክሉ ዝበሎም ሰባት ኣዘራሪቡ ዝልኣኾ ሪፖርት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

ጸብጻብ ኤልያስ ኣማረ

Your browser doesn’t support HTML5

Report by Elias Amare