ጋንታ ብሽኽለታ ኣዋልድ ኤርትራ`ውን ሻምፒዮን ኣፍሪቃ ኾይና

Eritrea-Cycling2

ቃለ-መጠይቕ ምስ ወሓዚት ኪዳነን ጸሃይነሽ ፍጹምን

እቲ ውድድር ኸቢድ ከምዝነበረ፡ ብፍላይ ከኣ ኣንጻር`ተን ኣብ ኤውሮጳ ዝወዳደራ ፕሮፈሽናል ተወዳደርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ተወዳዲርና ምስዓርና ንዓና ፍሉይ`ዩ ይብላ እተን ክልተ ኤርትራውያን።

ኣብ`ቲ ኣብ ግብጺ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ውድድር ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ብደቂተባዕትዮ`ውን ሻምፒዮና ኾይና ምውጻኣ ይፍለጥ።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ወሓዚት ኪዳነን ጸሃይነሽ ፍጹምን:

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ምስ ወሓዚት ኪዳነን ጸሃይነሽ ፍጹምን