እቲ ትካል ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ኪነዉን፡ ኤርትራዊ ስነ-ጥበብን ባህልን ኣብ ምልላይን ምስፋሕን ይነጥፍ፡
ካብ መንጉኡ ከኣ ዳዕሮ ዘርእስታ ወርሓዊት ጋዜጣ እናሕተመ ናብ ኣንበብቲ ይዝርግሕ።
ምስ ክልተ ካብ ኣባላት ቦርድ (ኣባላት ቦርድ ሓረጉ ቀለታን ፍጹም ተስፋማሪያም ረባዕን) ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ምስማዕ ይክኣል፡
Your browser doesn’t support HTML5