ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ምምሃር ማሺን (AI)
Your browser doesn’t support HTML5
ንኣርተፊሻላዊ ኢንተለጀንስ /AI/ ኣስተብህሎት ማሽን፣ ሰብ ዝሰርሖ ምስትውዓል ወይ ድማ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ብዝብል ይጽዋዕ። ብዛዕባ ኣርተፊሻላዊ ብልሒን ቋንቋ ትግርኛን ክልተ ናይ ቴክኖሎጂ ክኢላታት ዓዲምና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5