ጠንቂ ሓደጋ ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት`ዩ ይብል ሰልፊ ደሞክራሲ

The body of a drowned migrant is being unloaded from a Coast Guard boat in the port of Lampedusa, Italy, Oct. 3, 2013.

መንእሰያት ህግደፍ ብወገኖም፡ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምቁጽጻር ምስግጋር ደቂ-ሰባት ዘለዎ መደብ ኸተግብሮ ጸዊዖም
ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ`ዩ። ሃገራትን ኣህጉራዊ ትካላትን፡ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ግቡእ ኣተሓሕዛን ኣቓልቦን ክገብርሎም ንጽውዕ ይብል።

ብዛዕባ`ቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ “መሰልና ይትሓሎ ኢሎም ዝወጹ ኤርትራውያን ስደተኛታት” ዘጋጠመ ስጉምቲ`ውን ክዛረብ ከሎ፡ ግቡእ ኣተሓሕዛ ክግበረሎም፡ ግዚኦም ዝጥቀምሉ ትምህርትን ስልጠናን ክውሃቦምን ተላብዩ።

መንእሰያት ህግደፍ ብወገኖም ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ፡ በቲ ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዘኖም ድሕሪ ምግላጽ፡ ዓለም ንምስግጋር ደቂ-ሰባትን፡ ካልእ ሸርሕታትን ትኹረት ክገብረሉ ጸዊዖም ኣለዉ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Italy-Boat-Accident