ሓደሽቲ ምሩቓት ኮለጅ ዓዲቐይሕ ኤርትራ

ካብ ሰለስተ ኮለጃት ዝሓለፈ ስሙን ልዕሊ 800 ከምዝተመረቑ መንግስታዊ ሚዲያ ይገልጽ
መንእሰያት ኤርሚያስ ሚካኤልን ርግኣት ተስፋሚካኤልን ካብ ኮለጅ ጥበባትን ምሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ዓዲ ቐይሕ ብክብ ዝበለ መዓርግ ዝተመረቑ`ዮም።

ክልቲኦም መንእሰያት፡ "ቅድሚ ናብ ኮለጅ ምእታውና ከም ዝነበርናዮ ኣይኮናን" ይብሉ።ብሞያኦም ንምብርካት`ው ንህንጡያት ኣለዉ።

ምስኦም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to Eritrean-College Graduates