ኣብ ኣስመራ ንዝኽሪ በየነ ሃይለ ኤግዚቭሽን ተኸፊቱ፡ ኣብ ከባቢ ሓውዜን ተረሲዑ ዝፀነሐ ሓወልቲ ተረኺቡ

Beyene-Haile

መደብ ቂሐ ጽልሚ ንኽልቲኡ ትሕዝቶታት ኣተኣናጊዱ`ሎ
ቅድሚ ሓደ ዓመት ዝዓረፈ በየነ ሃይለ፡ ደራሲ፡ ገጣሚ፡ ቀባኢ፡ ቀራጺ፡ ክኢላ ምሕደራ`ዩ ኔሩ።
ንዝኽሩ ዝተኸፍተ ኢግዚቭሽን፡ ነቲ ቅብኣታቱ ዘንጸባርቕ `ዩ ኔሩ። ሓፍቱ ወ/ሮ ልኡል ሃይለን፡ ነቲ መደብ ካብ ዘወሃሃዱ ሓደ ኢሳያስ በየነን ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ መደብ ኣሎ

ብኻልእ ትሕዝቶ ፡ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ሓለዋን ክንክንን ሓድግታት ወፊሩ’ሎ፡፡
ኣብ ከባቢ ሓውዜን ንልዕሊ 80 ዓማውቲ ተረሲዑ ዝፀነሐ ሓወልቲ ዓወት ሓብሒቡ ንህዝቢ ኣረኪቡ’ሎ፡፡

ግርማይ ናብቲ ኸባቢ ኸይዱ መረዳእትኡ ኣክፊሉ`ሎ፡
ንኽልቲኡ ትሕዝቶታት ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to the program