ኣብ ጋምቤላ ኣብ ልምዓት ሕርሻ ዝወፈሩ ተወላዶ ክልል ትግራይ ብሰንኪ መንነትና ተጽዕኖ ይበጽሓና’ሎ ይብሉ

  • ግርማይ ገብሩ

ጋምቤላ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ኣብ ልምዓት ሕርሻ ዝወፈሩ ተወላዶ ክልል ትግራይ ዝኾኑ ሰብ ሃብቲ ብሰንኪ መንነታ ተጽዕኖ ይበፅሐና'ሎ ይብሉ። ንሶም ብተወሳኺ ብሰንኪ እዚ ባንኪ ዝህበና ዝነበረ ልቓሕ ደው ብምባሉ ኣብ ስራሕና ከቢድ ዕንቅፋት አጋጢሙና 'ሎ ክብሉ’ውን ጠሪዖም።

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ብወገኑ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝተወሃቦም መሬት ንምፅራይ ኢና ነቲ ልቓሕ ንጊዜኡ ደው ኣቢልናዮ፤ ኣፃሪና ምስ ወዳእና ድማ ነቲ ልቓሕ ክንህብ ኢና ይብል።

ርእይቶ ክልቲኡ ወገን ዘካተተ ፀብፃብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ጋምቤላ ኣብ ልምዓት ሕርሻ ዝወፈሩ ተወላዶ ክልል ትግራይ ብሰንኪ መንነታ ተጽዕኖ ይበጽሓና’ሎ ይብሉ